እዚ ግዝያዊ መዓስከር አብ ወርሒ ሰነ 2015 ዝተመስረተ ክከውን ከሎ ንስደተኛታት ካብ ዝመጽእ ቁሪ ሓጋይ ንምክልካል ቴንዳታት ብጽኑዕ መዕቆቢ ክቅየር'ዩ እንተኾነ መብዛሕትኦም ስደተኛታት ንሓጺር ጊዜ'ዮም አብዚ መዓስከር ዝጸንሑ።
አፍሪቃዊያን ስደተኛታት አብ መዓስከር ስደተኛታት ሮማ-ኢጣልያ
ጋዜጠኛ ቪኦኤ ኒኮላስ ፒናልት ንመዓስከር ስደተኛታት ቀይሕ መስቀል ሮማ-ኢጣልያ አብ ዝበጽሓሉ ዝተሳእለ መብዛሕትኦም ስደተኛታት ካብ ማእከላይ ባሕሪ ዝደሓኑ ኽኮኑ ከለው መጀመርያ አብ ሲሲሊ ዝዓተዉ'ዮም ግን ጉዕዞም ናብ ስውዲን ወይ ጀርመን ንምቅጻል አብዚ እዋን አብ ሮማ ይርከቡ።

9
ወዲ 16-ዓመት ጋምብያዊ ስደተኛ Morro Sanneh

10
መጻወቲ ቆልዑ አብ መዓስከር ስደተኛታት ቀይሕ መስቀል ሮማ- ኢጣልያ

11
አብ ውሽጢ ቴንዳ መዓስከር ስደተኛታት ቀይሕ መስቀል ሮማ- ኢጣልያ

12
ሓደ ወልቀ-ሰብ ክዳውንትን መጻወቲ ቆልዑን ንመዓስከር ስደተኛታት ቀይሕ መስቀል ሮማ እንዳለገሰ