ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ማእከላይ ፈደራላዊ መርመራ ኣመሪካ ብዛዕባ መጥቃዕቲ ኦርሊንስ መብርሂ ይህብ


መግለጺ ኤፍቢኣይ ንመጥቃዕቲ ኦርሊንስ
please wait

No media source currently available

0:00 0:03:14 0:00

መግለጺ ኤፍቢኣይ ንመጥቃዕቲ ኦርሊንስ

ግብረ-ሽበራዊ መጥቃዕቲ ኒው ኦርሊንስ ዝፈጸመ ተጠርጣሪ : ብዳዕሽ ተሳሒቡ፡ ግን ከኣ ንበይኑ ዝፈጸሞ ከምዝመስል ማእከላይ ፈደራላዊ መርመራ ኣመሪካ(ኤፍ-ቢ-ኣይ) ይገልጽ ኣሎ።

እቲ ተጠርጣሪ፡ ወተሃደር ኣመሪካ ዝነበረ ኮይኑ፡ መበግሲኡ፡ ወይ` ውን ምስ`ቲ ኣብ ላስቨጋስ ብካልእ ወተሃደር ኣመሪካ ዝተዘወረት መኪና ዝተፈጸመ መጥቃዕቲ ምትእስሳር ዘለዎ እንተኾይኑ መርመራ ቀጺሉ`ሎ።

ትማሊ ሓሙስ ኣብቲ መጥቃዕቲ ዝተፈጸመሉ ከባቢ ኒው ኦርሊንስ ብዝሒ ፖሊስ ይርኣዩ። ሓደ ትራክ ዝዓይነታ መኪና ዝሓዘ ሰብ ዩ- ሓዲሽ ዓመት ናብ ዝጽንብሉ ዝነበሩ እኩባት ሰባት ኣጋጭይዋ። 14 ሰባት ተቐቲሎም፡ ካልኦት ብዓሰርተታት ዝቑጸሩ ሰባት ድማ ቆሲሎም። ድሕሪኡ ፖሊስ ተኩሱ ነቲ ዘዋሪ ቀቲልዎ። ተጠርጣሪ ሻምሱድ ዲን ጃባር ይብሃል ኣብ ኣፍጋኒስታን ዘገልገለ ወተሃደር ኣመሪካ `ዩ።

ቅድሚ `ቲ መጥቃዕቲ ኣብ ዝለጠፎ ቪድዮ ንኣሸባሪ ጉጅለ ዳዕሽ ዘለዎ ድጋፍ ገሊጹ ኔሩ።

ቅጥዒ

XS
SM
MD
LG