ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ ኣመሪካ ርሱን ሃገራዊ ምርጫ ክካየድ ውዒሉ


ንዝሓለፈ 4ተ ዓመታት ኣብ ክሊቲኡ ባይቶታት ዓብላሊ መናብር ሒዞም ዝርከቡ ደሞክራት፡ እንተወሓደ ኣብ ታሕታዋይ ባይቶ ዓብላሊ መናብር ክምንጠሉ`ዮም ዝብል ሰፊሕ ግምት ኣሎ

ካብ 4ተ ግዝኣታት ንድምጺ ኣመሪካ ርኢትኦም ዝሃቡ ኤርትራውያንን ኢትዮጵያውያንን፡ ብዙሓት ኣድመጽቲ ናብ ሪፓብሊካውያን ዝጽግዑ ዘለዉ፡ ሪፓብሊካውያን ይሕሹ ብዝብል ዘይኮነስ፡ ካብ መብጽዓታት “ለውጢ” ኦባማ፡ ዝጭበጥ ለውጢ ስለዝሰኣኑ`ዮም ይብሉ።

ንምሉእ ትሕዝቶ፡ ንምልክት ድምጺ ኽፈቱ

XS
SM
MD
LG