ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

መረፅቲ ንሪፑብሊካውያን ዝመረፁ ብዲሞክራት ዘይምዕጋቦም ንምግላፅ’ዩ ይብሉ ተንተንቲ


መረፅቲ ብፍላይ’ቶም ኣባላት ዝኾነ ይኹን ፓርቲ ዘይኾኑ፣ ንሪፑብሊካውያን ዝመረፁ ዝሓሹ’ዮም ካብ ዝብል ዘይኾነስ ብዲሞክራት ዘይምዕጋቦም ንምግላፅ’ዩ ክብል ነባሪ’ታ ኩሎም ሪፑብሊካውያን ዝተዓወቱላ ክፍለ-ግዝአት ኦሃዮ ጎዲፍ ተፈሪ ተዛርቡ።

ኣብ ባይቶ መወሰኒ ሕጊ- ሴነት መራሒ ኣብዝሓ ዝኾኑ ሄሪ ሪድ ኣብ ዝተዓወቱላ ክፍለ-ግዝአት ነቫዳ ነባሪን ኣባል ወፍሪ ምርጫ ዲሞክራት ፓርቲ ዝኾነ ኣቶ ተወልደ ሃብተሚካኤል፣ ሪፑብሊካውያን ከም ኮባ ዝረአይዋ ቦታ ሄሪ ሪድ ንምሓዝ ብዙሕ ገንዘብ ኣፍሲሶም’ዮም ኢሉ። ግን ዲሞክራት ንኽይሰዓሩ ንመረፅቲ ብዙሕ ከምዝጎስጎሱን፣ ከም ውፂኢቱ ድማ ከምዝሰዓሩ ገሊፁ።

ተዛማዲ

ኣብዚኣ'ሞ

ኣብዚኣ'ሞ! ብመሰረት ክወሃብ ዝጸንሐ ሓበሬታታት ኤርትራ ኣብ ጉዳይ ሶማል ዝጸንሓ መርገጺ

እዚ ሳይንቲፊካዊ ዘይኮነ መዐቀኒ ህዝባዊ ርእይቶ፤ ንርእይቶ ወሃብቱ ጥራይ እዩ ዘመልክት

XS
SM
MD
LG