ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ውፅኢት’ቲ ሰሉስ ዝካየድ ምርጫ U-S ንፕረዚደንትነት ኦባማ ፅልዋ ክሕድረሉ ይኽእል’ዩ ተባሂሉ


ውፅኢት’ቲ ሰሉስ ዝካየድ ምርጫ U-S ንፕረዚደንትነት ኦባማ ፅልዋ ክሕድረሉ ይኽእል’ዩ ተባሂሉ

ኢኮኖሚ ዝርከበሉ ኩነታት ብንፁር ንህዝቢ ነጊርካ ንምምሕያሹ እንታይ ንግበር ኣብ ዝብል ስለዘየተኮረ፡ ንኦባማ ዝነበረ ውዕውዕ ደገፍ ክዝሕትል ምኽንያት ኾይኑ’ሎ ይብሉ ዶ/ር በርሀ ሃብተጊርጊስ ኣብ ኒውጀርሲ ርዋን ዩኒቨርስቲ ፕሮፌሰር።

ኣብዚ ኣብ U-S ዝመፅእ ሰሉስ ምርጫ ኣባላት ባይቶ መወሰኒን ባይቶ ወከልቲ ህዝብን ክካየድ’ዩ። ንዝሓለፈ ክልተ ዓመታት ኣብ ክልቲኡ ባይቶታት ዲሞክራት’ዮም ኣብዝሓ ቁፅሪ ኔርዎም። እዚ ናይ ሰሉስ ምርጫ ግን ነዚ ክቅይሮ’ዩ ዝብል ግምት’ዩ ዘሎ። ኣብ ኒውጀርሲ ርዋን ዩኒቨርስቲ ፕሮፌሰር ዝኾኑ ዶ/ር በርሀ ሃብተጊዮርጊስ እዚ ኣብ ከክልተ ዓመት ዝክየድ ምርጫ ጠቃሚ ኣሰራርሓ’ዩ ኢሎም።

XS
SM
MD
LG