ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣመሪካዊ ጋዜጠኛ ንፕረ. ፑቲን ምዝርራቡ ዓቢ ዛዕባ መሓውራት ዜና ኮይኑ'ሎ


ኣመሪካዊ ጋዜጠኛ ንፕረ.ፑቲን ምዝርራቡ ዓብይ ዛዕባ መሓውራት ዜና ኮይኑ'ሎ
please wait

No media source currently available

0:00 0:02:30 0:00

ኣመሪካዊ ጋዜጠኛ ንፕረ.ፑቲን ምዝርራቡ ዓብይ ዛዕባ መሓውራት ዜና ኮይኑ'ሎ

ኣመሪካዊ ጋዜጠኛ ታከር ካርልሰን ንፕረዚደንት ቭላድሚር ፑቲን ቃለ መጠይቕ ንምግባር ናብ ሩሲያ ምኻዱ ኣብ ሩሲያ ፅዑቕ ሸፈነ ዜና ረኺቡ እዩ። ገሊኦም ከም ናይ ሚዲያ ዓበድበድ ገይሮም ይገልፅዎ። እዚ መንግስቲ ሩሲያ ናይ ወፃእን ውሽጥ ሃገርን ሚዲያ ከመይ ከም ዝሕዞ ብግልፂ ዘርእይ እዩ።

ኣመሪካዊ ጋዜጠኛ ታከር ካርልሰን ናብ ሞስኮ ምምፅኡ ዝምልከት ዜና ንፕረዚዳንታዊ ወፍሪ ሩሲያ ሓዊሱ ልዕሊ ካልኦት ዜናታት ቀዳምነት ረኺቡ ኣሎ።

ኣብ ሞስኮ ንዝርከቡ ጋዜጠኛታት እዚ ኩነታት ዘይእመን ዝምለስል እዩ።

ቅጥዒ

XS
SM
MD
LG