ኣመሪካዊ ጋዜጠኛ ንፕረ.ፑቲን ምዝርራቡ ዓብይ ዛዕባ መሓውራት ዜና ኮይኑ'ሎ
- ዜና ቪኦኤ
ኣመሪካዊ ጋዜጠኛ ታከር ካርልሰን ንፕረዚደንት ቭላድሚር ፑቲን ቃለ መጠይቕ ንምግባር ናብ ሩሲያ ምኻዱ ኣብ ሩሲያ ፅዑቕ ሸፈነ ዜና ረኺቡ እዩ። ገሊኦም ከም ናይ ሚዲያ ዓበድበድ ገይሮም ይገልፅዎ። እዚ መንግስቲ ሩሲያ ናይ ወፃእን ውሽጥ ሃገርን ሚዲያ ከመይ ከም ዝሕዞ ብግልፂ ዘርእይ እዩ። ኣመሪካዊ ጋዜጠኛ ታከር ካርልሰን ናብ ሞስኮ ምምፅኡ ዝምልከት ዜና ንፕረዚዳንታዊ ወፍሪ ሩሲያ ሓዊሱ ልዕሊ ካልኦት ዜናታት ቀዳምነት ረኺቡ ኣሎ።
ኢፒሶዳት
-
መጋቢት 14, 2025ግንዛበ መሰላት ደቀንስትዮ ንቕድሚት'ዶ ንድሕሪት? -- ዘተ
-
መጋቢት 14, 2025ምህርቲ ሕርሻ ንምዕባይ ዝሕግዝ መሳርሒ
-
መጋቢት 13, 2025ሶርያ ንዝተፈጸሙ ቅትለትን ጥሕሰት ሰብኣዊ መሰላትን ፍትሒ ትደሊ
-
መጋቢት 13, 2025ቅዱስ ወርሒ ጾመ ረመዳን ኣብ ከተማ ምጽዋዕ
-
መጋቢት 12, 2025ምእሳር ፍልስጤማዊ ተመሃራይ ዩኒቨርስቲ ኮሎምቢያን ዘስዓቦ ክትዕን
-
መጋቢት 12, 2025ምስ ደራሲት ገነት ይብራህ