No media source currently available
ኣብዚ ኣብ ኣመሪካ፡ ሪፓብሊካውያን ብደብዳበ ዝካየድ ምውሃብ ድምጺ ካብ ዝግብኦ ዕለት ንላዕሊ ክናዋሕ የብሉን ዝብል መጎተ የቕርቡ`ለዉ። ኣብ ግዝኣታት ሚሲሲፒን ኖርዝ-ዳኮታን ክሲ ኣቕሪቦም ዘለዉ ሪፓብሊካውያን፡ ድሕሪ ዕለት ምርጫ ዝመጽእ ድምጺ ውዱቕ ክኸውን ኣለዎ ይብሉ ኣለዉ።