ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣመሪካ፡ ሪፓብሊካውያን ብደብዳበ ዝካየድ ምውሃብ ድምጺ ክናዋሕ የብሉን ዝብል መጎተ የቕርቡ


ኣመሪካ፡ ሪፓብሊካውያን ብደብዳበ ዝካየድ ምውሃብ ድምጺ ክናዋሕ የብሉን ዝብል መጎተ የቕርቡ
please wait

No media source currently available

0:00 0:03:42 0:00

ኣብዚ ኣብ ኣመሪካ፡ ሪፓብሊካውያን ብደብዳበ ዝካየድ ምውሃብ ድምጺ ካብ ዝግብኦ ዕለት ንላዕሊ ክናዋሕ የብሉን ዝብል መጎተ የቕርቡ`ለዉ። ኣብ ግዝኣታት ሚሲሲፒን ኖርዝ-ዳኮታን ክሲ ኣቕሪቦም ዘለዉ ሪፓብሊካውያን፡ ድሕሪ ዕለት ምርጫ ዝመጽእ ድምጺ ውዱቕ ክኸውን ኣለዎ ይብሉ ኣለዉ።

XS
SM
MD
LG