ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ጕዕዞ ብርሃን፤ ካብ መምህር ዩኒቨርስቲ ናብ ጐደናታት መቐለ ሕጂ ድማ ናብ መምህር ዩኒቨርስቲ ተመሊሳ'ላ


ጕዕዞ ብርሃን፤ ካብ መምህር ዩኒቨርስቲ ናብ ጐደናታት መቐለ ሕጂ ድማ ናብ መምህር ዩኒቨርስቲ ተመሊሳ'ላ
please wait

No media source currently available

0:00 0:07:30 0:00

ኣቐዲማ ኣብ ዩኒቨርስቲ ኣኽሱም መምህር ስነ-ጋዜጠኝነት ዝነበረት ወ/ሮ ብርሃን ወልደገብሪኤል፡ ድሕሪ ምቍራጽ ደሞዝ፡ ህይወታን ናብራ ስድራኣን ንምምራሕ ኣብ ጐደናታት መቐለ፡ እናዞረት፡ ኣስቤዛ ብምሻጥ ክትናበር ድሕሪ ምጽናሕ፡ ኣብዚ ሕጂ እዋን ኣብ ጎደናታት ኣስቤዛ ምሻጥ ጠጠው ኣቢላ ናብ ናይ ዩኒቨርስቲ ስርሓ ተመሊሳ ኣላ:: ጎና ጎኒ ድማ ንእሽተይ ዱዃን ከፊታ ናይ ንግዲ ስራሓታ'ውን ተሳልጥ ኣላ::

XS
SM
MD
LG