ጕዕዞ ብርሃን፤ ካብ መምህር ዩኒቨርስቲ ናብ ጐደናታት መቐለ ሕጂ ድማ ናብ መምህር ዩኒቨርስቲ ተመሊሳ'ላ


ጕዕዞ ብርሃን፤ ካብ መምህር ዩኒቨርስቲ ናብ ጐደናታት መቐለ  ሕጂ ድማ ናብ መምህር ዩኒቨርስቲ ተመሊሳ'ላ

No media source currently available

ኣቐዲማ ኣብ ዩኒቨርስቲ ኣኽሱም መምህር ስነ-ጋዜጠኝነት ዝነበረት ወ/ሮ ብርሃን ወልደገብሪኤል፡ ድሕሪ ምቍራጽ ደሞዝ፡ ህይወታን ናብራ ስድራኣን ንምምራሕ ኣብ ጐደናታት መቐለ፡ እናዞረት፡ ኣስቤዛ ብምሻጥ ክትናበር ድሕሪ ምጽናሕ፡ ኣብዚ ሕጂ እዋን ኣብ ጎደናታት ኣስቤዛ ምሻጥ ጠጠው ኣቢላ ናብ ናይ ዩኒቨርስቲ ስርሓ ተመሊሳ ኣላ:: ጎና ጎኒ ድማ ንእሽተይ ዱዃን ከፊታ ናይ ንግዲ ስራሓታ'ውን ተሳልጥ ኣላ::

​
XS
SM
MD
LG