ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ቱኒዝያ ናብ ዶብ ሊብያ ተደፊኦም ዝነበሩ ኣማኢት ስደተኛታት ትመልስ


ቱኒዝያ ናብ ዶብ ሊብያ ተደፊኦም ዝነበሩ ኣማኢት ስደተኛታት ትመልስ
please wait

No media source currently available

0:00 0:03:54 0:00

ካብ ሃገራት ትሕተ ሰሃራ ኣፍሪቃ ዝመጹ ካብ ቱኒዝያ ተደፊኦም ሰብ ኣብዘይብሉ ዶብ ሊብያ ብዘይ ዝኾነ መሰረታዊ ነገራት ንሓደ ሰሙን ዝጸንሑ ኣስታት 500 ስደተኛታት ናብ ቱኒዝያ ምምላሶም ኣሶሴይትድ ፕረስ ገሊጹ። ኣብ ወደባዊት ከተማ ሳፌክስ ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ዘጋጠመ ኣንጻር ስደተኛታት ዝቐንዓ ዓሌታዊ ውጥረት ስዒቡ እቶም ስደተኛታት ናብቲ ቦታ ከምዝተደፍኡ ተሓቢሩ’ሎ።

XS
SM
MD
LG