ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኤርትራን ኢትዮጵያን ካብ ግጭት ክቑጠባን ንስምምዕ ኣልጀርስ ከኽብራን መንግስቲ እንግሊዝ ጸዊዑ


መንግስቲ እንግሊዝ ብሚኒስተር ጉዳያት ኣፍሪቃ ጀምስ ዳድሪጅ ኣቢሉ ኣብ ዝዘርግሖ ጸብጻቡ፡ እቲ ኣብ ግንባር ጾረና ኣብ መንጎ ሓይልታት ኢትዮጵያን ኤርትራን ዝተፈጸመ ግጭት ከምዘሻቐሎ ገሊጹ።

ክልቲኤን ሃገራት ካብ ግጭት ተቖጢበን በቲ ዝኣተውኦ ስምምዕ ኣልጀርስ ክቕየዳን፡ ነቲ ዝቐጸለ ጉዳይ ዶባተን ንምፍታሕ ትርጉም ኣብ ዘለዎ ፖሊቲካዊ ጽምዶ ክኣትዋን መንግስቲ እንግሊዝ ጸዊዑ`ሎ።

XS
SM
MD
LG