ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ሕጹይ ፕረዝደንታዊ ምርጫ ኡጋንዳ ኪዘይ በዚጀይ ካብ ማእሰርቲ ምፍትሖም ተገሊጹ

ሕጹይ ተወዳዳሪ ኪዘይ በዚጀይ ምስ ደገፍቶም
ሕጹይ ተወዳዳሪ ኪዘይ በዚጀይ ምስ ደገፍቶም

ኣብ ኡጋንዳ ንዝካየድ ፕረዝደንታዊን ፓርላሜንታዊን ምርጫ ሕጹያት ሎሚ ሶሉስ ናይ መወዳእታ ወፍሪን ጎስጓስ ከካይዱ ውዒሎም ኣለው።

ኡጋንዳዊያን መረጽቲ ሓሙስ አብ ዘካይድዎ ምርጫ: ንፕረዝደንት ይወሪ ሙሰቨኒ ንሓሙሻይ ጊዜ ነታ ሃገር ፕረዝደንት ኮይኑ ክመርሕ ወይ’ውን ካብ 1986 ዓ.ም.ፈ ንመጀመርያ ጊዜ ሓድሽ መራሒ ካብ ደንበ ተቓወምቲ ክመርጹ ክውስኑ’ዮም።

ፕረዝደንት ዩወሪ ሙሰቨኒ ድሕሪ ብዕልዋ ስልጣን ምሓዞም አብ ምርጫ 2006ን 2011 ዓ.ም.ፈ ብተከታታሊ ተዓዊቶም ነታ ሃገር ክመርሑ ዝጸንሑ ክኾኑ ከለው ተቃወምቲ ግን አብዘን ዝሓለፋ ምርጫታት ምጥፍፋእ ድምጺን ምርፍራሕ ከምዝነበረ ይከሱ።

ትማሊ ሶሉስ መራሒ ተቃወምትን ሕጹይ ተወዳዳራይ ኪዘይ በሲጀይ ብፖሊስ’ታ ሃገር አብ ትሕቲ ቁጽጽር ከምዝወዓሉን ካብ ርእሰ ከተማ’ታ ሃገር ካምፓላ ወጻኢ ናብ ዝኾነ አከባቢ’ውን ከምተወሰዱ ተገሊጹ ኔሩ እንተኮነ ግን አብዚ ሕጂ እዋን እቶም መራሒ ተቃዋመቲ ነጻ ከምተለቐቑ ክፍለጥ ተካኢሉ’ሎ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

ሕጹይ ፕረዝደንታዊ ምርጫ ኡጋንዳ ኪዘይ በዚጀይ ካብ ማእሰርቲ ምፍትሖም ተገሊጹ
please wait

No media source currently available

0:00 0:01:50 0:00

ሰልፊ ተቃውሞ ደገፍቲ ፓርቲ ለውጢ ንዲሞክራሲ ፎረም ኣብ እዋን ፕረዝደንታዊ ምርጫ ኡጋንዳ-ካምፓላ

ፖሊስ ኣብ ካምፓላ ንዝተካየደ ናይ ተቃውሞ ሰልፊ ብደገፈቲ ህጹይ ተወዳዳሪ ኪዛ በሲጋይ አብ ምቁጽጻር
1/12 ፖሊስ ኣብ ካምፓላ ንዝተካየደ ናይ ተቃውሞ ሰልፊ ብደገፈቲ ህጹይ ተወዳዳሪ ኪዛ በሲጋይ አብ ምቁጽጻር
ተወሳኺ ምርኣይ Show less
በዓል ስልጣን ፓርቲ ለውጢ ንዲሞክራሲ ፎረም ኡጋንዳ ምስ ደገፍቲ
2/12 በዓል ስልጣን ፓርቲ ለውጢ ንዲሞክራሲ ፎረም ኡጋንዳ ምስ ደገፍቲ
ተወሳኺ ምርኣይ Show less
ሰልፊ ተቃውሞ ደገፍቲ ፓርቲ ለውጢ ንዲሞክራሲ ፎረም ኣብ እዋን ፕረዝደንታዊ ምርጫ ኡጋንዳ-ካምፓላ
3/12 ሰልፊ ተቃውሞ ደገፍቲ ፓርቲ ለውጢ ንዲሞክራሲ ፎረም ኣብ እዋን ፕረዝደንታዊ ምርጫ ኡጋንዳ-ካምፓላ
ተወሳኺ ምርኣይ Show less
ሰልፊ ተቃውሞ ደገፍቲ ፓርቲ ለውጢ ንዲሞክራሲ ፎረም ኣብ እዋን ፕረዝደንታዊ ምርጫ ኡጋንዳ-ካምፓላ
4/12 ሰልፊ ተቃውሞ ደገፍቲ ፓርቲ ለውጢ ንዲሞክራሲ ፎረም ኣብ እዋን ፕረዝደንታዊ ምርጫ ኡጋንዳ-ካምፓላ
ተወሳኺ ምርኣይ Show less
ፖሊስ ኣብ ካምፓላ ንዝተካየደ ናይ ተቃውሞ ሰልፊ ብደገፈቲ ህጹይ ተወዳዳሪ ኪዛ በሲጋይ አብ ምቁጽጻር
5/12 ፖሊስ ኣብ ካምፓላ ንዝተካየደ ናይ ተቃውሞ ሰልፊ ብደገፈቲ ህጹይ ተወዳዳሪ ኪዛ በሲጋይ አብ ምቁጽጻር
ተወሳኺ ምርኣይ Show less
ፖሊስ ኣብ ካምፓላ ንዝተካየደ ናይ ተቃውሞ ሰልፊ ብደገፈቲ ህጹይ ተወዳዳሪ ኪዛ በሲጋይ አብ ምቁጽጻር
6/12 ፖሊስ ኣብ ካምፓላ ንዝተካየደ ናይ ተቃውሞ ሰልፊ ብደገፈቲ ህጹይ ተወዳዳሪ ኪዛ በሲጋይ አብ ምቁጽጻር
ተወሳኺ ምርኣይ Show less
ሰልፊ ተቃውሞ ደገፍቲ ፓርቲ ለውጢ ንዲሞክራሲ ፎረም ኣብ እዋን ፕረዝደንታዊ ምርጫ ኡጋንዳ-ካምፓላ
7/12 ሰልፊ ተቃውሞ ደገፍቲ ፓርቲ ለውጢ ንዲሞክራሲ ፎረም ኣብ እዋን ፕረዝደንታዊ ምርጫ ኡጋንዳ-ካምፓላ
ተወሳኺ ምርኣይ Show less
ሰልፊ ተቃውሞ ደገፍቲ ፓርቲ ለውጢ ንዲሞክራሲ ፎረም ኣብ እዋን ፕረዝደንታዊ ምርጫ ኡጋንዳ-ካምፓላ
8/12 ሰልፊ ተቃውሞ ደገፍቲ ፓርቲ ለውጢ ንዲሞክራሲ ፎረም ኣብ እዋን ፕረዝደንታዊ ምርጫ ኡጋንዳ-ካምፓላ
ተወሳኺ ምርኣይ Show less
ሰልፊ ተቃውሞ ደገፍቲ ፓርቲ ለውጢ ንዲሞክራሲ ፎረም ኣብ እዋን ፕረዝደንታዊ ምርጫ ኡጋንዳ-ካምፓላ
9/12 ሰልፊ ተቃውሞ ደገፍቲ ፓርቲ ለውጢ ንዲሞክራሲ ፎረም ኣብ እዋን ፕረዝደንታዊ ምርጫ ኡጋንዳ-ካምፓላ
ተወሳኺ ምርኣይ Show less
ሰልፊ ተቃውሞ ደገፍቲ ፓርቲ ለውጢ ንዲሞክራሲ ፎረም ኣብ እዋን ፕረዝደንታዊ ምርጫ ኡጋንዳ-ካምፓላ
10/12 ሰልፊ ተቃውሞ ደገፍቲ ፓርቲ ለውጢ ንዲሞክራሲ ፎረም ኣብ እዋን ፕረዝደንታዊ ምርጫ ኡጋንዳ-ካምፓላ
ተወሳኺ ምርኣይ Show less
ሰልፊ ተቃውሞ ደገፍቲ ፓርቲ ለውጢ ንዲሞክራሲ ፎረም ኣብ እዋን ፕረዝደንታዊ ምርጫ ኡጋንዳ-ካምፓላ
11/12 ሰልፊ ተቃውሞ ደገፍቲ ፓርቲ ለውጢ ንዲሞክራሲ ፎረም ኣብ እዋን ፕረዝደንታዊ ምርጫ ኡጋንዳ-ካምፓላ
ተወሳኺ ምርኣይ Show less
ሰልፊ ተቃውሞ ደገፍቲ ፓርቲ ለውጢ ንዲሞክራሲ ፎረም ኣብ እዋን ፕረዝደንታዊ ምርጫ ኡጋንዳ-ካምፓላ
12/12 ሰልፊ ተቃውሞ ደገፍቲ ፓርቲ ለውጢ ንዲሞክራሲ ፎረም ኣብ እዋን ፕረዝደንታዊ ምርጫ ኡጋንዳ-ካምፓላ
ተወሳኺ ምርኣይ Show less
Previous slide
Next slide

This item is part of
XS
SM
MD
LG