ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኡጋንዳን ቡሩንዲን 4 ሽሕ ወትሃደራት ናብ ሶማልያ ክልእኻ'የን


ሰራዊት ሕብረት ኣፍሪቃ ኣብ ሶማልያ
ሰራዊት ሕብረት ኣፍሪቃ ኣብ ሶማልያ

ሰራዊት መንግስቲ ንናዕበኛታት ይደፍእ'ለኹ ይብል

ሰራዊት መንግስቲ ሶማልያ ንናይ'ታ ሃገር ናዕበኛታት ካብ ደቡባዊን ማእከላይን ሶማልያ ንምውፃእ ኣብ ዝምርሹሉ ዘለው እዋን ኡጋንዳን ቡሩንዲን 4 ሽሕ ተወሰኽቲ ወትሃደራት ንተልእኾ ዓቃቢ ሰላም ንምሃብ ቃል ኣትየን ኣለዋ።

XS
SM
MD
LG