ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣመሪካ ተፈንጀርቲ ኣጽዋራት ንምውጻእ ምስ ኢትዮጵያ መስርሕ ትጅምር


ብምትሕባብር ሚኒስትሪ ምክልኻል ኣመሪካን ምስ መሻርክቲ ኣካላት ሰራዊት ፈደራል መንግስቲ ኢትዮጵያን ንምውጻእን ምምካንን ፈንጅታትን ካልኦት ተባራዕቲ ኣጽዋርን ዝግበር መስርሕ ትማሊ ሰኑይ 15 ጥሪ 2024 ጀሚሩ። እዚ ንሓሙሽተ መዓልታት ዝኸይድ ተበግሶ፡ ነቶም ኣብ ምውጻእ ፈንጅታት ዝኣካላት ስልጠና ምሃብን ብቐረባ ምክትታልን ከም ዝርከቦ ካብ ቤት ጽሕፈት ኤምባሲ ኣመሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ተረኸበ መግለጺ ይሕብር።

ኣብ ዝተፈላለየ ወገናት ኢትዮጵያ ድሕሪ ዝቐጸለ ኲናት፡ ተቐቢሩ ዝተረፈ ፈንጅታትን ካልእ ኣጽዋራትን ህይወት ሲቪላውያን ዜጋታት ክወስድን ኣብ ማሕረስ ከጸግም ምጽናሑን ዘምልከተ መግለጺ ኤምባሲ ኣመሪካ፡ በዚ ተጀሚሩ ዘሎ ድምጾ ድማ ኣብታ ሃገር ንዘሎ ብዝሒ ተፈንጀርቲ ዳህሳስ ምግባር ይርከቦ።

ቅጥዒ

XS
SM
MD
LG