ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ንብረቶም ዝተዘመቱን ዝዓነዎምን ክልተ ነጋዶ ከተማታት ሚኒያፖሊስን ራችስተርን (2ይ ክፋል)


ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ኣብዚ ኣብ ዩናይትድ ስቴትስ ብሰንኪ ሞት ፀሊም ኣሜሪካዊ ጆርጅ ፍሎይድ ብዝተልዓለ ተቓውሞን ዕግርግርን ንብረቶም ዝተዘረፉን ዝዓነዎምን ነጋዶ ነበርቲ ከተማታት ሚኒያፖሊስን ራችስተርን እንኳዕ ኣብ ህይወትና ሓደጋ ዘይወደቐ እምበር እግሪ ክንተክልን ናብቲ ዝነበርናሉ ክንምለስን ሒደት ሓመታት እዩ ክወስደና ይብሉ።

ኣቶ ቶላ ሮብሶ ካብ ራቺስተር ኒውዮርክ ካብ 450,000ክሳብ 500,000 ዶላር ዝግመት ንብረት ኣቶ ኣማኑኤል ብርሃነ ካብ ሚኒያፖሊስ ምኒሶታን ድማ ኣብ ንብረት ዝወረዶ ዕንወት ከይሓወሰ ብኢንቮይስ ጥራሕ ንኢንሹራን ዘቕረብዎ ጥራሕ 235,000 ዶላር ተዘሪፎም ብመሰረት ዝሃቡና ቃለ ምልልስ።

ምሉእ ትሕዝትኡ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።


XS
SM
MD
LG