ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ዓለም-ለኸ ዋዕላ ሰብኣዊ ጉዳያት- ቱርኪ

መራሕቲ ልዕሊ 125 ሃገራት ዝሳተፍሉ ዋዕላ ዓለም-ለኸ ሰብኣዊ ጉዳያት ሎሚ ሶኑይ ኣብ ዋና ከተማ ቱርኪ ኢስታንቡል ይኻየድ'ሎ።

ቀንዲ ዕላማ’ዚ ናይ ክልተ መዓልቲ ዋዕላ ኣብ ኣውሮጳ ኣጋጢምዋ ዘሎ ቅልውላውን ዋሕዚ ስደተኛታትን ዘተኩር’ዩ።

ተወሳኺ ጽዓን

XS
SM
MD
LG