ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ጽናት፤ ኣብ ዕብየት ኣእምሮ ውሱንነት ንዘለዎም ህጻናት ንምሕጋዝ ዝሰርሕ ትካል

ጽናት፤ ኣብ ዕብየት ኣእምሮ ውሱንነት ንዘለዎም ህጻናት ንምሕጋዝ ዝሰርሕ ትካል
please wait

No media source currently available

0:00 0:12:10 0:00

ጽናት፤ ኣብ ዕብየት ኣእምሮ ውሱንነት ንዘለዎም ህጻናት ንምሕጋዝ ዝሰርሕ ትካል

ኣብ 2017 ኣብ ዕብየት ኣእምሮ ውሱንነት ንዘለዎም ትሕቲ ዕድመ ህጻናት ማሕበረሰብ ኢትዮጵያን ኤርትራን ንምሕጋዝ ተባሂሉ ኣብ ኣመሪካ ዝተጣየሰ ንትርፊ ዘይሰርሕ ትካል 'ፅናት' ኣብ ዝሓለፈ ሰንበት ብዝተፈላለየ ክረምታዊ ትምህርቲ ዘሰልጠኖም ተማሃሮ ኣመሪቁ።

እዚ ኣብ ክፍለ-ግዝኣት ሜሪላንድ ማእከሉ ዝገበረ ግን ካብ ዋሽንግተን ዲሲን ቨርጂንያን ንዝመጹ'ውን ኣገልግሎት ዝህብ ትካል ንስርሓቱ ብዝምልከት ምስ ኣባል ቦርድ'ቲ ኣቶ ክፍሎም ገ/እግዚኣብሔርን ካብተን ካብቲ ትካል ኣገልግሎት ዝረኸባ ወ/ሮ ዘውዲ እምባየ ኣዘራሪብናየን ኣለና።

ቅጥዒ

XS
SM
MD
LG