ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ጽናት፤ ኣብ ዕብየት ኣእምሮ ውሱንነት ንዘለዎም ህጻናት ንምሕጋዝ ዝሰርሕ ትካል


ጽናት፤ ኣብ ዕብየት ኣእምሮ  ውሱንነት ንዘለዎም ህጻናት ንምሕጋዝ ዝሰርሕ ትካል
please wait

No media source currently available

0:00 0:12:10 0:00

ኣብ 2017 ኣብ ዕብየት ኣእምሮ ውሱንነት ንዘለዎም ትሕቲ ዕድመ ህጻናት ማሕበረሰብ ኢትዮጵያን ኤርትራን ንምሕጋዝ ተባሂሉ ኣብ ኣመሪካ ዝተጣየሰ ንትርፊ ዘይሰርሕ ትካል 'ፅናት' ኣብ ዝሓለፈ ሰንበት ብዝተፈላለየ ክረምታዊ ትምህርቲ ዘሰልጠኖም ተማሃሮ ኣመሪቁ።

​
XS
SM
MD
LG