ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

'ኣብ መስርሕ ምምዛዝ ኣባላት ካቢነ ምስሕሓብ ኣሎ' ንዝብል ሓበሬታ ትራምፕ ይነጽጉዎ


Trump Tower, New York.
Trump Tower, New York.

ፕረዚደንት ኣሜሪካ ንክኾኑ ዝተመረጹ ዶናልድ ትራምፕ፣ ኣባላት ካቢነ ንምምራጽ ኣብ ዘካይዶ መስርሕ ምስሕሓብ ተፈጢሩ ንዝብል ዜና እቶም ተመራጻይ ፕረዚደንት ነጺጎምዎ።

ዶናልድ ጄይ ትራምፕ 'ብትዊተር ኣብ ዝላኣኽዎ ጽሑፍ ኣብ ክንድኡ እቲ መስርሕ ምምዛዝ ሹመኛታት ብጽቡቅ'ዩ ዝካየድ ዘሎ' ኢሎም።

'እቲ ከይዲ ምምራጽ ኣባላት ካቢነ ብዝተዋደደ መንገዲ'ዩ ይካየድ ዘሎ፣ ኣብ መወዳእታ ኸኣ መን'ዩ ኣባላት ካቢነ ዝኾን? ንዝብል ዝውስኖ ኣነ'የ' እውን ኢሎም ትራምፕ።

XS
SM
MD
LG