ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

መስርሕ ፍርዲ ትራምፕ ንወፍሪ ምርጫ ይጸልው'ዶ ይኸውን?


መስርሕ ፍርዲ ትራምፕ ንወፍሪ ምርጫ ይጸልው'ዶ ይኸውን?
please wait

No media source currently available

0:00 0:03:22 0:00

መስርሕ ፍርዲ ትራምፕ ንወፍሪ ምርጫ ይጸልው'ዶ ይኸውን?

"ኣፍ መሰኻኽር ንምዕባስ ሓይሊ ገንዘብ ተጠቂሞም" ከምኡውን "ሰነዳት ሒሳብ ኣደናጊሮም" ተባሂሎም ተኸሲሶም ብቤት ፍርዲ ኒውዮርክ ገበነኛ ዝተባሃሉ ፕረዚደንት ዝነበሩ ዶናልድ ትራምፕ፣ ናይ ማእሰርቲ ጊዜ ይጽበዮም ኣሎ።

ዶናልድ ትራምፕ ናብ ቅድሚ ሸሞንተ ዓመታት ዝተፈጸመ ፕረዚደንታዊ ምርጫ ይቀራረቡ ኣብ ዝነበሩሉ እዋን፣ ንሰነዳት ሒሳብ ኣደናጊሮም ተባሂሎም ድሕሪ ምኽሳሶም ገበነኛ ተባሂሎም ኣለው።

ኣብ እዋን ወፍሪ ምርጫ ኣበረኛ ዝተባሃሉ ትራምፕ፣ ክእሰሩ ኣለዎም እንተተባሂሎም ንወፍሪ ምርጫ ከመይ ገይሮም እዮም ክቅጽሉሉ ዝብል ሕቶ ኣበጊሱ ኣሎ። ፌደራላዊ ዓቃቢ ሕጊ ዝነበረ ስቲቨን ኮሀን፣ ትራምፕ ኣብ ዝሓጸረ እዋን ክእሰሩ’ዮም ባሃላይ እዩ።

ቅጥዒ

XS
SM
MD
LG