ዋሽንግተን —
ሪፑብሊካን ኣባላት ባይቶ ኣመሪካ ንእስራኤል ዝወሃብ ደገፍ ሓዊሱ ኣብ ሓያለ ቀንዲ ጉዳያት ፖሊሲ ወፃኢ ሃገራት ብቀረባ ምስ ናይ ፓርቲኦም ሕፁይ ዶናልድ ትራምፕ ኣዝዩ ዝተቀራረበ መርገፂ ሒዞም’ለዉ።
እንተኾነ እቶም ኣባላት ገና ኣብ ጉዳይ ቻይና: ፖሊሲ ታሪፍን ንዩክሬይን ዝወሃብ ሓገዝን ዝምልከት ርኡይ ፍልልያት ስለዘለዎም ንካልኣይ ናይ መዝነት ጊዜ ዝወዳደሩ ዘለው ትራምፕ፡ እቲ ኩነታት ዝተሓላለኸ ክገብሮ ይኽእል’ዩ።
ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።
ቅጥዒ