ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ድሕሪ ውሳነ ቤት ፍርዲ ትራምፕ ናብ ጎስጓስ ምርጫ ይምለሱ


ድሕሪ ውሳነ ቤት ፍርዲ ትራምፕ ናብ ጎስጓስ ምርጫ ይምለሱ
please wait

No media source currently available

0:00 0:04:01 0:00

ደገፍቲ ዶናልድ ትራምፕ እቶም ፕረዚደንት ነበር ንውፅኢት ምርጫ 2016 ብዘይሕጋዊ መንገዲ ፅልዋ ንምፍጣር ኣብ ዝፈጠርዎ ውዲት ተባሂሎም ቤት ፍርዲ ውሳነ ድሕሪ ምሃቡ ሓደ መዓልቲ ኒውዮርክ ኣብ ዝርከብ ህንፃ ትራምፕ ታወር ተኣኪቦም ንሕፁዮም ደገፎም ምሃብ ቀጺሎም ኣለው።

XS
SM
MD
LG