ዋሽንግተን —
ሚንስትር ወጻኢ ጉዳያት ኣሜሪካ ረክስ ቲለርሰን ብዛዕባ’ቲ ኣብ መንጎ ኣሜሪካን ሰሜን ኮርያን ዝንህር ዘሎ ውጥረት ንምዝርራብ ጽባሕ ናብ ቻይና ክምርሑ’ዮም።
ሚንስትር ወጻኢ ኣሜሪካ ረክስ ቲለርሰን ብዛዕባ’ቲ ኣብ መንጎ ሰሜን ኮርያን ኣሜሪካን ዝንህር ዘሎ ውጥረታት ምስ ላዕለዎት ሰበ-ስልጣን ቻይና ንምዝታይ ጽባሕ ናብ ቤንጂንግ ከምርሑ’ዮም።