መቐለ —
ስምምዕ ፕሪቶሪያ ዝኣመቶ ኣሳታፊ ፖለቲካዊ ኩነታት ኣብ ክልል ትግራይ ስለ ዘየለ፡ ፀገም ፀጥታ ይጋደድ ኣሎ ክብል ውድብ ሳልሳይ ወያነ ትግራይ ኣብ ዘውፅኦ መግለፂ ከሲሱ። እቲ ውድብ ዘይሕጋዊ ዕደናን ምስግጋር ሰባትን ካብቶም ዝጥቀሱ ጕድለት ምምሕዳር ምዃኖም ይሕብር።
ብዝተሓሓዝ ካብ ክልል ዓፋር ተመዛቢሎም ኣብ መቐለ ዝርከቡ ዜጋታት፡ ምስ ተኽእሎታት ምምላስ ውሽጣውያን ተመዛበልቲ፡ ኣብ መንጎ ተረሲዕና ኢሎም መረረ የስምዑ ኣለዉ።
ቅጥዒ