ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ሓረስቶት ክልል ትግራይ ንትስፉው ክራማት ምድንጓይ ድዅዒ የሻቕሎም


tigray region fertilizers
tigray region fertilizers

ድምጺ ኣመሪካ ዘዘራረቦም ሓረስቶት ክልል ትግራይ፡ ሎሚ ዓመት ተዛማዲ ትስፉው ዝናብ እኳ እንተሎ፡ ድዅዒ (መዳበርያ) ኣብ እዋኑ ስለ ዘይመጽኦም ሻቕሎት ፈጢሩሎም ኣሎ። ቢሮ ሕርሻን ሃብቲ ተፈጥሮን እቲ ክልል ግን ኣብ እዋኑን እኹል ዝበሎ መዳበርያ ምልኣኹ ይገልጽ። ኣብ መንጎ ግን ገለ ምትዕንቓፍ ከም ዘሎ እቲ ቢሮ ሓቢሩ ኣሎ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምክትታል ይክኣል።

ቅጥዒ

Recommended

XS
SM
MD
LG