ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ግዜያዊ ምምሕዳርን ውድብ ህወሓትን ፍልልያቶም ናብ ህዝቢ የስምዑ


 ፕረዚደንት ግዜያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ጌታቸው ረዳ - ፋይል
ፕረዚደንት ግዜያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ጌታቸው ረዳ - ፋይል

ንስምምዕ ተጻብኦታት ፕሪቶሪያ ኣመልኪቱ ምስ ህዝቢ ጻንሖት ንምግባር ናብ በበይኑ ቦታታት ዑደት ዘካይዱ ዘለዉ ፕረዚደንት ግዜያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣቶ ጌታቸው ረዳ፡ ትማሊ ሰኑይ ምስ ተወካሎ ህዝቢ ዓዲግራት ኣብ ዝነበሮም ጻንሖት፡ ንስራሓት እቲ ግዜያዊ ምምሕዳር ዝዕንቀፍ ተግባራት ካብ ውድብ ህወሓት ይመጽኦም ከም ዘሎ ጠቒሶም። ምኽትል እቲ ውድብ ኰይኑ ኣብ ቀረባ እዋን ዝተመርጸ ኣቶ ኣማኑኤል ኣሰፋ ግን ነቲ ሓሳብ ይነጽጎ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

ቅጥዒ

XS
SM
MD
LG