ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ተጋሩ ኣብ ልዕሊ ትምኒትን ጋህዲን መስርሕ ዴሞክራሲን መጻኢ ጊዜን (1ይ ክፋል)


ካርታ - ትግራይ

ተጋሩ ኣብ ልዕሊ ትምኒቶምን ህልዊ ኩነታትን መጻኢን ዝተፈላለየ ኮይኑ'ዩ ዝስማዕ። ገሊኦም እዚ ዘለናሉ ወቕቲ ሳላ'ቲ ኣብ ዝሓለፉ 27 ዓመታት ዝተመዝገበ ዝብልዎ ኣብ ኣገዳሲ ብራኸ በጺሑ ኣሎ። ዝተረፈ ድማ ኣብ ቀጻሊ ክንምለኦ ኢና' ክብሉ ከለው፣ ካልኦት ድማ 'ጊዜ ኪሳራ ኢና ኣሕሊፍና። ተጋሩ ንኢትዮጵያን ኢህወዴግን ኣሕሊፍና ዝሃብናሉ ወቕቲ'ዩ ነይሩ። ኣብ ትግራይ ብሕልፊ ተቓዋሚ ህወሓት ኮይንካ ንምንጣፍ ኣጸጋሚ ኮይኑ ከምዝጸንሐ' ይገልጹ።

'መጻኢት ትግራይ ግና ጠንካራ መንግስቲ፣ ትካላቱ ዘተኣማምን ምምሕዳር፣ ገዛኢ ፓርቲ ናብ'ዚን ናብ'ቲን እንተበለ ማዕረ ማዕሪኡ ዘይነቓነቕ ትካላት ኢና ክንውንን ዝግባኣና' ባሃልቲ'ውን ኣለው።

ድምጺታት ህወሓት፣ ሳልሳይ ወያነ፣ ባይቶና ዓባይ ትግራይ ከምኡውን ንድምጺ ዓረና'ውን ዝውክል ካብ ዴሞክራሲያዊ ምንቅስቃስ ትግራይ (ታንድ) ተሳቲፎም ኣለው። ዓረና ትግራይን ታንድን ንክተሓናፈጹ ኣብ ልዝብ ከምዝርከቡ ዝዝከር'ዩ።

please wait

No media source currently available

0:00 0:13:10 0:00


XS
SM
MD
LG