ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ቤ/ም ጉዳያት እስልምና ክልል ትግራይ ምስ ላዕለዋይ ቤ/ም ኢትዮጵያ ኣቋሪጽዎ ዝነበረ ርክብ ንምቕጻል ወሲኑ

ቤ/ም ጉዳያት እስልምና ክልል ትግራይ ምስ ላዕለዋይ ቤ/ም ኢትዮጵያ ኣቋሪጽዎ ዝነበረ ርክብ ንምቕጻል ወሲኑ
please wait

No media source currently available

0:00 0:02:13 0:00

ቤ/ም ጉዳያት እስልምና ክልል ትግራይ ምስ ላዕለዋይ ቤ/ም ኢትዮጵያ ኣቋሪጽዎ ዝነበረ ርክብ ንምቕጻል ወሲኑ

ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ክልል ትግራይ ምስ ላዕለዋይ ቤትምኽሪ ጉዳያት እስልምና ኢትዮጵያ ኣቋሪፅዎ ዝነበረ ርክቡ ዳግም ንምቕፃል ወሲኑ።

እቲ ቤት ምኽሪ ትማሊ ሓሙስ ኣብ ዘካየዶ ጉባኤ፤ ካብ ጉዳያት እስልምና ኢትዮጵያ ዝተፀሓፈሉ ናይ ይቕሬታን ርክብና ዳግም ንጀምር ደብዳበ ከምዝተቐበሎ ኣፍሊጡ።

ፍሉይ ኣማኻሪ ፕረዚደንት ላዕለዋይ ቤትምኽሪ ጉዳያት እስልምና ኢትዮጵያ ኡስታዝ ኣቡበከር ኣሕመድ ንድምፂ ኣመሪካ ኣብ ዝሃብዎ ርእይቶ፤ እቲ ውሳነ ሓዱሽ ምዕራፍ ዝኸፍትን ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእልን እዩ ኢሎም።

ቅጥዒ

XS
SM
MD
LG