ቤ/ም ጉዳያት እስልምና ክልል ትግራይ ምስ ላዕለዋይ ቤ/ም ኢትዮጵያ ኣቋሪጽዎ ዝነበረ ርክብ ንምቕጻል ወሲኑ
ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ክልል ትግራይ ምስ ላዕለዋይ ቤትምኽሪ ጉዳያት እስልምና ኢትዮጵያ ኣቋሪፅዎ ዝነበረ ርክቡ ዳግም ንምቕፃል ወሲኑ። እቲ ቤት ምኽሪ ትማሊ ሓሙስ ኣብ ዘካየዶ ጉባኤ፤ ካብ ጉዳያት እስልምና ኢትዮጵያ ዝተፀሓፈሉ ናይ ይቕሬታን ርክብና ዳግም ንጀምር ደብዳበ ከምዝተቐበሎ ኣፍሊጡ።
ኢፒሶዳት
-
መጋቢት 14, 2025ግንዛበ መሰላት ደቀንስትዮ ንቕድሚት'ዶ ንድሕሪት? -- ዘተ
-
መጋቢት 14, 2025ምህርቲ ሕርሻ ንምዕባይ ዝሕግዝ መሳርሒ
-
መጋቢት 13, 2025ሶርያ ንዝተፈጸሙ ቅትለትን ጥሕሰት ሰብኣዊ መሰላትን ፍትሒ ትደሊ
-
መጋቢት 13, 2025ቅዱስ ወርሒ ጾመ ረመዳን ኣብ ከተማ ምጽዋዕ
-
መጋቢት 12, 2025ምእሳር ፍልስጤማዊ ተመሃራይ ዩኒቨርስቲ ኮሎምቢያን ዘስዓቦ ክትዕን
-
መጋቢት 12, 2025ምስ ደራሲት ገነት ይብራህ