ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

መባእታዊ ሆስፒታል ፍረ ሰማእታት ሓውዜን ዳግም ይበራበር

መባእታዊ ሆስፒታል ፍረ ሰማእታት ሓውዜን ዳግም ይበራበር
please wait

No media source currently available

0:00 0:06:49 0:00

መባእታዊ ሆስፒታል ፍረ ሰማእታት ሓውዜን ዳግም ይበራበር

ኣብ ጽቡቕ ገስጋስን ሓያሎ ስሩዕ ኣገልግሎት ዝህብ ዝነበረን መባእታዊ ሆስፒታል ፍረ ሰማእታት ሓውዜን፡ ኣብ እዋን ኲናት ብኸቢድ ከም ዝተሃስየ ሓለፍቲ እቲ ሆስፒታል ይሕብሩ። ድሕሪ ስምምዕ ምቍራጽ ተጻብኦታትን ምምላስ ማሕበራዊ ኣገልግሎታትን ግን እቲ ሆስፒታል ካብቲ ዝጸንሐ ምንቍልቋል ዳግም ይበራበር ኣሎ። ሓደ ካብኡ ኣብ ሞት ኣደታትን ዕሸላትን ዝግበሮ ዘሎ ትስፉው ገስጋስ ከምዝርከብ ተገሊጹ።

This item is part of

ቅጥዒ

XS
SM
MD
LG