ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ዲፕሎማት በበይነን ሃገራት ናብ ክልል ትግራይ ይበጽሑ


ዲፕሎማት በበይነን ሃገራት ናብ ክልል ትግራይ ይበጽሑ
please wait

No media source currently available

0:00 0:02:25 0:00

ዲፕሎማት በበይነን ሃገራት ናብ ክልል ትግራይ ይበጽሑ

ብምኽትል ኣፈጉባኤ ቤት ምኽሪ እስራኤል ሞሼ ሰለሞን ዝተመርሐ ጉጅለ ኣብ ክልል ትግራይ ንሰለስተ መዓልታት ዑደት ኣካዪዱ።

ሽዱሸተ ኣባላት ምስ ዝሓዘ እዚ ጉጅለ ኣብ ጉዳይ ምትሕብባር ሕርሻ፡ ቴክኖሎጂን ህፁፅ ሓገዝን ምስ ግዜያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ዘተ ኣካዪዱ ኣሎ።

ብተመሳሳሊ ናይ 10 ሃገራት ዲፕሎማሲያዊን ናይ ፀጥታን ኣካላት ወከልቲ ኣብቲ ክልል ዑደት ብምክያድ ምስ ኣመራርሓ ጊዜያዊ ምምሕዳርን ውድባትን ኣብ ጉዳይ ኣፈፃፅማ ስምምዕ ፕሪቶሪያን ህልዊ ኩነታት እቲ ክልልን ዘትዮም።

ቅጥዒ

XS
SM
MD
LG