ዲፕሎማት በበይነን ሃገራት ናብ ክልል ትግራይ ይበጽሑ


ዲፕሎማት በበይነን ሃገራት ናብ ክልል ትግራይ ይበጽሑ

No media source currently available

ብምኽትል ኣፈጉባኤ ቤት ምኽሪ እስራኤል ሞሼ ሰለሞን ዝተመርሐ ጉጅለ ኣብ ክልል ትግራይ ንሰለስተ መዓልታት ዑደት ኣካዪዱ። ሽዱሸተ ኣባላት ምስ ዝሓዘ እዚ ጉጅለ ኣብ ጉዳይ ምትሕብባር ሕርሻ፡ ቴክኖሎጂን ህፁፅ ሓገዝን ምስ ግዜያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ዘተ ኣካዪዱ ኣሎ።

​
XS
SM
MD
LG