ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ናይ ኢትዮጵያ ፌደራላዊ ስርዓትን ፈተናታቱን (2ይ ክፋል)


ተሓባባሪ ፕሮፌሰር መሓሪ ረዳኢ
ተሓባባሪ ፕሮፌሰር መሓሪ ረዳኢ

ኣብ ኢትዮጵያ ብፍላይ ድማ ኣብ ክልል ኦሮሚያ ኣብ ቀረባ እዋን ዝተፈጥረ ዘይምርግጋእ፣ውፅኢት ናይ ዝተፈላለዩ ድፊእታት እዩ ዝመስለኒ ይብሉ ኣብ ዩኒቨርስቲ ኣዲስ ኣበባ፣ክፍሊ ትምህርቲ ሕጊ ተሓባባሪ ፕሮፌሰር ዶ/ር መሓሪ ረዳኢ።

‘ኦሮሞ ንኦሮሞቶት ዝብል ኣመለኻኽታ ብሓደ ገፅ’ ኢሎም ንሶም ብምቕፃል ‘ናይ ኮሌጅ ትምህርቲ ሓዊሱ ትምህርቲ ወዲኡን ተስፋ ቆሪፁን ኮፍ ዝበለን መንግስቲ ስራሕ ዘይፈጠረሉን መንእሰይ እውን ኣብቲ ዘይምርግጋእ ክሳተፍ ይኽእል እዩ’’ ይብሉ።ፀገማት ሰናይ ምምሕዳር፣ኢትዮጵያ ኣጋጢሙዋ ዘሎ ድርቂ ምኽንያት ዝተሸገረን ዝጠመየን ማሕበረሰብ ዘምፅኦ ተስፋ ምቑራፅ፣ኢትዮጵያ ክትዳኸም ድልየት ዘለዎም ናይ ርሑቕን ናይ ቀረባን ናይ ወፃኢ ሓይልታት ጊደ ከምዘለዎም ብምግላፅ እቲ ዝርአ ዘሎ ዘይምርግጋእ ናይዚኦም ጠቕላላ ድምር እዩ ይብሉ።

ምሉእ ትሕዝቶ ካልኣይ ክፋል'ቲ ቃለ-መጠይቕ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

please wait

No media source currently available

0:00 0:09:57 0:00

XS
SM
MD
LG