ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ናይ ኢትዮጵያ ፌደራላዊ ስርዓትን ፈተናታቱን (1ይ ክፋል)


ተሓባባሪ ፕሮፌሰር መሓሪ ረዳእ
ተሓባባሪ ፕሮፌሰር መሓሪ ረዳእ

ልዕሊ 20 ዓመት ዘቑፀረ ፌደራልዊ ስርዓት ኢትዮጵያ ብሄርን ብሄረሰባትን ብመንነቶም ክኾርዑ፣ኣንፃራዊ ሰላም ኣብ ምዕሳልን ቁጠባዊ ምዕባለ ኣብ ምምፃእን ኣወንታዊ ረብሓ እንተሃለዎ’ውን ኣብ ዝሓለፈ ይኹን ኣብ ቀረባ እዋን ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ኣብ መንጎ ብሄርን ብሄረሰባትን ዝርኣዩ ግጭታት ቀንዲ ፈተና እዮም ይብሉ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ ክፍሊ ትምህርቲ ሕጊ ተሓባባሪ ፕሮፌሰር መሓሪ ረዳኢ።

ብፍላይ ድማ ይብሉ ዶ/ር መሓሪ ‘ኣብ ቀረባ እዋን ኣድማሱ እናሰፍሐ፣እቲ ዘብፅሖ በሰላታት እውን ጥልቀት እናሓዘ ናብ ዘይተደለየ ኩነታት ይከይድ ስለዘሎ ከም ዓብዪ ፈተና ክውሰድ ይግባእ'ዩ።'

ምሉእ ትሕዝቶ ቀዳማይ ክፋል’ቲ ቃለ-መጠይቕ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

ናይ ኢትዮጵያ ፌደራላዊ ስርዓትን ፈተናታቱን (1ይ ክፋል)
please wait

No media source currently available

0:00 0:10:22 0:00

XS
SM
MD
LG