መጽሓፍ ተስፋዬ ገብረኣብ ድሕሪ ሞቱ
ህቡብ ኢትዮጵያዊ-ኤርትራዊ ደራሲን ተመራማሪን ተስፋዬ ገብረኣብ፡ ብ24 ታሕሳስ 2021 ኣብ ናይሮቢ ኬንያ’ዩ ብሕማም ዓሪፉ። ኣብ ኢትዮጵያን ድሒሩ ድማ ኤርትራ ሰፊሕ ተነባብነት ዘለዎ መጽሓፍቲ ተስፋዬ፡ መብዛሕትኡ ኣብ ሓቀኛ ፍጻመታት ወይ ታሪኽ ምርኩስ ብምግባር ዝተደርሰ ልዕሊ 10 መጽሕፍቲ የሕቲሙ ነይሩ። ኣብዚ ሰሙን እምበኣር ብምኽንያት ሳልሳይ ዓመት ሞት እቲ ደራሲ ኣብ ዝዝከረ መደብ፡ ቅድሚ ሞቱ ዛዚሙዋ ዝነበረ መጽሓፍ ናብ ትግርኛ ተተጒማ ናብ ኣንበብቲ ቀሪባ ኣላ።
ኢፒሶዳት
-
ጥሪ 30, 2025
ሓደጋ ነፋሪት ዲሲ ብዓይኒ ጋዜጠኛ ድምጺ ኣመሪካ
-
ጥሪ 30, 2025
'ጀበና' መትግበሪ ኣፕ፡ ዛጊት ልዕሊ 800-ሽሕ መጻምድቲ ኣራኺቡ
-
ጥሪ 29, 2025
ፕረ.ትራምፕ ብትውልዲ ዝርከብ ዜግነት ኣመሪካ ከብቅዕ ይደፍኡ
-
ጥሪ 28, 2025
ሓይልታት ጸጥታ ርእሰ-ምምሕዳር ፑንትላንድ ኣንጻር ዕጡቓት ዳዕሽ ከቢድ ኩናት