መጽሓፍ ተስፋዬ ገብረኣብ ድሕሪ ሞቱ
ህቡብ ኢትዮጵያዊ-ኤርትራዊ ደራሲን ተመራማሪን ተስፋዬ ገብረኣብ፡ ብ24 ታሕሳስ 2021 ኣብ ናይሮቢ ኬንያ’ዩ ብሕማም ዓሪፉ። ኣብ ኢትዮጵያን ድሒሩ ድማ ኤርትራ ሰፊሕ ተነባብነት ዘለዎ መጽሓፍቲ ተስፋዬ፡ መብዛሕትኡ ኣብ ሓቀኛ ፍጻመታት ወይ ታሪኽ ምርኩስ ብምግባር ዝተደርሰ ልዕሊ 10 መጽሕፍቲ የሕቲሙ ነይሩ። ኣብዚ ሰሙን እምበኣር ብምኽንያት ሳልሳይ ዓመት ሞት እቲ ደራሲ ኣብ ዝዝከረ መደብ፡ ቅድሚ ሞቱ ዛዚሙዋ ዝነበረ መጽሓፍ ናብ ትግርኛ ተተጒማ ናብ ኣንበብቲ ቀሪባ ኣላ።
ኢፒሶዳት
-
መጋቢት 14, 2025
ግንዛበ መሰላት ደቀንስትዮ ንቕድሚት'ዶ ንድሕሪት? -- ዘተ
-
መጋቢት 14, 2025
ምህርቲ ሕርሻ ንምዕባይ ዝሕግዝ መሳርሒ
-
መጋቢት 13, 2025
ሶርያ ንዝተፈጸሙ ቅትለትን ጥሕሰት ሰብኣዊ መሰላትን ፍትሒ ትደሊ
-
መጋቢት 13, 2025
ቅዱስ ወርሒ ጾመ ረመዳን ኣብ ከተማ ምጽዋዕ
-
መጋቢት 12, 2025
ምእሳር ፍልስጤማዊ ተመሃራይ ዩኒቨርስቲ ኮሎምቢያን ዘስዓቦ ክትዕን
-
መጋቢት 12, 2025
ምስ ደራሲት ገነት ይብራህ