ኣብቲ ትማሊ ሶሉስ 'ዓባይ ሶሉስ' (ሱፐር ቱስዴይ) ብምባል ዝፍለጥ አብ 11 ክፍለ-ግዝኣታት ዝተካየደ መባእታዊ ምርጫ ሕጹያት ተወዳደርቲ ንፕረዝደንት ኣሜሪካ ዶናልድ ትራፕን ካብ ፓርቲ ሪፖብሊካን ሂላሪ ክሊንተንን ድማ ካብ ዲሞክራት ተዓዊቶም።
መባእታዊ ምርጫ ሕጹያት ተወዳደርቲ ንፕረዝደንት ኣሜሪካ

1
ሕጹይ ተወዳዳሪ ሰነተር በርኒ ሳንደርስ ምስ በዓልቲ ቤቶም ጄን ሳንደርስን ወዶም ለቪ ሳደርስን አብ ክፍለ-ግዝኣት ቨርሞንት

2
ሕጽይቲ ተወዳዳሪት ፓርቲ ዲሞክራት ሂላሪ ክሊንተን ኣብ ማያሚ - ፍሎሪዳ

3
ሕጹይ ተወዳዳሪ ፓርቲ ሪፖብሊካን ዶናልድ ትራፕ

4
ሕጹይ ተወዳዳሪ ፓርቲ ሪፖብሊካን ሰነተር ማርኮ ሪብዮ