ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኲናት ሱዳን ኣብ ዓለም ዝዓበየ ቁጽሪ ተመዛበልቲን ስደተኛታትን የስዕብ ከምዘሎ ተገሊጹ


ላዕለዋይ ኮምሽነር ትካል ስደተኛታት ሕቡራት ሃገራት ፊሊፖ ግራንዲ
ላዕለዋይ ኮምሽነር ትካል ስደተኛታት ሕቡራት ሃገራት ፊሊፖ ግራንዲ

ላዕለዋይ ኮምሽነር ትካል ስደተኛታት ሕቡራት ሃገራት ፊሊፖ ግራንዲ ሎሚ ሓሙስ ዝ ዝከር ዘሎ ዓለምለኸ መዓልቲ ስደተኛታት ናብ ሱዳንን ደቡብ ሱዳንን ብምብፃሕ ኩነታት እቶም ብሰንኪ ኲናት ዝተመዛበሉ ብሚልዮናት ዝቑፀሩ ሰባት ጠመተ ንኽረኽቡ ኣተሓሳሲቦም።

ኲናት ሱዳን ኣብ ዓለም እቲ ዝዓበየ ምዝንባላት ዘስዓበ ቅልውላው ምዃኑ ፀብፃብ ሕቡራት ሃገራት ይሕብር። ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ወርሒ ሚያዝያ ኣብ መንጎ ክልተ ተቀናቀንቲ ጀነራላት ብዘጋጠመ ዘይምስምማዓት ዝተበገሰ ጎንፂ ዓብዩ ኣስታት 10 ሚልዮን ሰባት ኣብ ውሽጢ ሃገር ንልዕሊ 2 ሚልዮን ዝኾኑ ድማ ናብ ጎረባብቲ ሃገራት ክስደዱ ኣገዲዱዎም እዩ።

ላዕለዋይ ኮምሽነር ስደተኛታት ሕቡራት ሃገራት ፍሊፖ ግራንዲ ኣብዚ ሰሙን ምስ ገሊ ኣብ ደቡብ ሱዳን ኮስቲ ዝርከቡ ተመዛበልቲ ተራኺቦም።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

ቅጥዒ

XS
SM
MD
LG