ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ሶማል ብዘጋጠመ መጥቓዕቲ ግብረ-ሽበራ ንዝሞቱ ወታሃደራት ኬንያ ዝክሪ ፕረዝደንት ኬንያ ኡሁሩ ኬንያታ፡ ፕረዝደንት ናይጀርያ መሃመዱ ቡሃሪን ፕረዝደንት ሶማል ሃሰን ሸክ መሓሙድ ዕንባባ አብ መቓብር እቶም ወታሃደራት ኣንቢሮም።
ፕረዝደንትታት ኬንያ፡ናይጀርያን ሶማል ብሓባር ንዝኽሪ ወታሃደራት ኬንያ ዕንባባ ኣብ መቓብሮም ኣንቢሮም

1
ፕረዝደንት ሶማል ኣብ መቃብር እቶም ወታሃደራት ዕንባባ እንዳንበሩ

2
ፕረዝደንትታት ኬንያ፡ናይጀርያን ሶማል ብሓባር ንዝኽሪ ወታሃደራት ኬንያ ዕንባባ ኣብ መቓብሮም ኣንቢሮም

3

4