መራሕቲ ሃገራት ዓለም ኣብ ዋና ቤት ጽሕፈት ሕቡራት ሃገራት ኒውዮርክ ንስምምዕ ለውጢ ክሊማ ፓሪስ ፈሪሞም። እዚ ምክታም'ቲ ስምምዕ ብምክንያት'ቲ ሎሚ ዝኽበር ዘሎ መዓልቲ መሬት'ዩ።
ምኽታም ስምምዕ ለውጢ ክሊማ ፓሪስ
9
ሚኒስትር ወጻኢ ጉዳያት ሰሜን ኮርያ ሪ ሱ ዮንግ ኣብ ምፍራም ስምምዕ ለውጢ ክሊማ ፓሪስ