መራሕቲ ሃገራት ዓለም ኣብ ዋና ቤት ጽሕፈት ሕቡራት ሃገራት ኒውዮርክ ንስምምዕ ለውጢ ክሊማ ፓሪስ ፈሪሞም። እዚ ምክታም'ቲ ስምምዕ ብምክንያት'ቲ ሎሚ ዝኽበር ዘሎ መዓልቲ መሬት'ዩ።
ምኽታም ስምምዕ ለውጢ ክሊማ ፓሪስ

1
ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ቻይና ዛንግ ጋሎሊ ኣብ ምፍራም እቲ ስምምዕ ለውጢ ክሊማ ፓሪስ

2
ወጻኢ ጉዳያት ኣሜሪካ ጆን ኬሪ ኣብ ምፍራም እቲ ስምምዕ ለውጢ ክሊማ ፓሪስ

3
ፕረዝደንት ፈረንሳ ፍራንስዋ ኦላንድ ኣብ ምፍራም እቲ ስምምዕ ለውጢ ክሊማ ፓሪስ

4
ፕረዝደንት ብራዚል ደሊማ ሩሰፍ ኣብ ምፍራም እቲ ስምምዕ ለውጢ ክሊማ ፓሪስ