ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣመሪካ ንመጥቃዕቲ 11-መስከረም ትዝክር


ኣብ 2001 ልክዕ ከምዛ ሎሚ 11 መስከረም 19 ኣባላት ግብረ-ሽበራዊ ጉጅለ ኣል-ቓዒዳ ንማንታ ህንጻታት ኒው-ዮርክ ዘጥቅዑሉ እዋን’ዩ። ኣብቲ ብጭውያ ኣርባዕተ ነፈርቲ ዝተኻየደ መጥቃዕቲ ብድምሩ ኣስታት ሰለስተ ሽሕ ሰባት ምሟቶም ይዝከር። ክልተ ነፈርቲ ንማእከል ንግዲ ዓለም ከጥቅዓ እንከለዋ፡ ሓንቲ ነፋሪት ንቤት ጽሕፈት ሚኒስትሪ ምክልኻል ኣመሪካ (ፔንታጎን) እታ ራብዐይቲ ድማ ኣብ ጎላጉል ምዕራብ ፐንሲልቫንያ’ያ ወዲቃ።

መጥቃዕቲ 11 መስከረም ዛጊት እቲ ዝኸፍአ መጥቃዕቲ ግብረ-ሽበራ ክኸውን እንከሎ፡ ንዕኡ ስዒቡ ድማ ንልዕሊ 20 ዓመታት መሊኡ ዘይዓረፈ ኲናት ኣንጻር ጥሩፋት ወገናት ብበመልክዑ ይቕጽል ኣሎ።

ቅጥዒ

XS
SM
MD
LG