ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ ቓልስታት ህዝቢ ኤርትራ፣ፍልስጤም፣ሲዋዚላንድን ምዕራብ ሰሃራን ዝጠመተ ኣኼባ


Map of SADC (World Bank)


ቓልሲ ህዝብታት ኤርትራ፣ፍልስጤም፣ስዋዚላንድን ምዕራብ ስሃራን ንምድጋፍ ኣብዝሓለፈ ወርሒ ነሓሰ ብናይ ደቡባዊ ኣፍሪካ ስቪል ማሕበረሰባት ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ነሓሰ ዝተጣየሸ ግብሪ ሓይሊ ኣብ ግብሪ ንምውዓል ኣብ ዝሓለፈ ትማልን ብቕድሚ ትማልን ኣብ ናይ ስትራተጂያዊ ትልሚ ተዘራሩቡ ነይሩ።

ኣብ ጉዳይ ኤርትራ ጥራሕ ዘተኮረ ኤርትራዊያን ኣምባሳደር ዓንደብርሃን ወልደጊየሪጊስ፣ሳልዋ ኑርን ኣቶ ወልደየሱስ ኣማርን መደረ ዘስምዕሉ ጋዜጣዊ መግለፂ ከምዝተብዋሃበ ኣብ ማሕበረሰብ ልምዓት ደቡባዊ ኣፍሪካ SADC ኣብ ጉዳያት ፀጥታን ሰላምን ከምኡ እውን ምዕሩይ ምሕደራን ዝሰርሕ ዶ/ር ኣዳነ ገብረመስቀል ሓቢሩ።ዶ/ር ኣዳነ ሓደ ሰክራተሪያት እቲ ስቪካዊ ማሕበር እውን እዩ፤ኣብ ቦትስዋና ይነብር።

XS
SM
MD
LG