ዋሽንግተን —
ኣትሌት ዘርእሰናይ ታደሰ ኣብ ምውላዕ ሽግ
ንሶም ኣተሓሒዞም ድሕሪ ናጽነት ምስ ኢትዮጵያን ኻልኦት ጎረባትን ጥዑይ ሃዋህው ንምፍጣር ተበግሶ ከምዝነበረ እንተኾነ ሃንቀውታን ተበግሶታትን ምስ ክውን ምዕባለታት ኣይተጠዓመመን ኢሎም።
ኣብቲ ስነ-ስርዓት እታ ኣብ ምሉእ ኤርትራ ክትዘውር ዝቐነየት ሽግ ናጽነት ብኣትሌት ዘርእሰናይ ታደሰ ተወሊዓ’ላ።
ምሉእ ትሕዝቶ ጸብጻብ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።