ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ሕርይቲ ጋንታ ኣትለታት ስደተኛታት ተዓዋቲት ወርቂ መዳልያ ኦሎምፒክስ ኮይና


ሕርይቲ ጋንታ ኣትለታት ስደተኛታት ተዓዋቲት ወርቂ መዳልያ ኦሎምፒክስ ኮይና
please wait

No media source currently available

0:00 0:01:01 0:00

ኣብ ግጥማት ኦሎምፒክስ ትሳተፍ ዘላ ሕርይቲ ጋንታ ኣትለታት ስደተኛታት ትማሊ ንፈለማይ ግዜኣ ተዓዋቲት ወርቂ መዳልያ ኮይና።  ስደተኛ ተወላዲ ደሞክራስያዊት ርፑብሊክ ኮንጎ ፖፖለ ሚሰንጋ ኣብ ዓውዲ ግጥም ጁዶ ብምዕዋቱዩ ናይ ፈለማ ተሸላሚ ወርቂ መዳልያ ካብ ኣትለታት ስደተኛታት ብምዃን ኣንጸባራቒ ዓወት ዘመዝገበ።

XS
SM
MD
LG