ሕርይቲ ጋንታ ኣትለታት ስደተኛታት ተዓዋቲት ወርቂ መዳልያ ኦሎምፒክስ ኮይና
ኣብ ግጥማት ኦሎምፒክስ ትሳተፍ ዘላ ሕርይቲ ጋንታ ኣትለታት ስደተኛታት ትማሊ ንፈለማይ ግዜኣ ተዓዋቲት ወርቂ መዳልያ ኮይና። ስደተኛ ተወላዲ ደሞክራስያዊት ርፑብሊክ ኮንጎ ፖፖለ ሚሰንጋ ኣብ ዓውዲ ግጥም ጁዶ ብምዕዋቱዩ ናይ ፈለማ ተሸላሚ ወርቂ መዳልያ ካብ ኣትለታት ስደተኛታት ብምዃን ኣንጸባራቒ ዓወት ዘመዝገበ።
ኢፒሶዳት
-
መጋቢት 14, 2025ግንዛበ መሰላት ደቀንስትዮ ንቕድሚት'ዶ ንድሕሪት? -- ዘተ
-
መጋቢት 14, 2025ምህርቲ ሕርሻ ንምዕባይ ዝሕግዝ መሳርሒ
-
መጋቢት 13, 2025ሶርያ ንዝተፈጸሙ ቅትለትን ጥሕሰት ሰብኣዊ መሰላትን ፍትሒ ትደሊ
-
መጋቢት 13, 2025ቅዱስ ወርሒ ጾመ ረመዳን ኣብ ከተማ ምጽዋዕ
-
መጋቢት 12, 2025ምእሳር ፍልስጤማዊ ተመሃራይ ዩኒቨርስቲ ኮሎምቢያን ዘስዓቦ ክትዕን
-
መጋቢት 12, 2025ምስ ደራሲት ገነት ይብራህ