ኣካፍል
ርእይቶታት ንምርኣይ
መሕተሚ
No media source currently available
ማሕበር ቀይሕ መስቀል ኢትዮጵያ ሓደ ሰራሕተኛ ኣብ ክልል ትግራይ ምቕታሉ ኣፍሊጡ
ማሕበር ቀይሕ መስቀል ኢትዮጵያ ሓደ ሰራሕተኝኡ ኣብ ክልል ትግራይ ወረዳ እምባስነይቲ ብዘይተፈለጡ ሰባት ከምዝተቐተልዎ ኣፍሊጡ።
ዘዋሪ መኪና ኣምቡላንስ ዝኾነ ሰራሕተኛ እቲ ማሕበር ሓንቲ ሕርሲ ዝተትሓዘት ኣደ ናብ ሕክምና ንምውሳድ ኣብ ዝተንቀሳቐሰሉ እዋን እቲ ቕትልት ከምዝተፈፀመ እቲ ማሕበር ገሊፁ።
ቅጥዒ