ማሕበር ቀይሕ መስቀል ኢትዮጵያ ሓደ ሰራሕተኛ ኣብ ክልል ትግራይ ምቕታሉ ኣፍሊጡ
ማሕበር ቀይሕ መስቀል ኢትዮጵያ ሓደ ሰራሕተኝኡ ኣብ ክልል ትግራይ ወረዳ እምባስነይቲ ብዘይተፈለጡ ሰባት ከምዝተቐተልዎ ኣፍሊጡ። ዘዋሪ መኪና ኣምቡላንስ ዝኾነ ሰራሕተኛ እቲ ማሕበር ሓንቲ ሕርሲ ዝተትሓዘት ኣደ ናብ ሕክምና ንምውሳድ ኣብ ዝተንቀሳቐሰሉ እዋን እቲ ቕትልት ከምዝተፈፀመ እቲ ማሕበር ገሊፁ።
ኢፒሶዳት
-
መጋቢት 14, 2025ግንዛበ መሰላት ደቀንስትዮ ንቕድሚት'ዶ ንድሕሪት? -- ዘተ
-
መጋቢት 14, 2025ምህርቲ ሕርሻ ንምዕባይ ዝሕግዝ መሳርሒ
-
መጋቢት 13, 2025ሶርያ ንዝተፈጸሙ ቅትለትን ጥሕሰት ሰብኣዊ መሰላትን ፍትሒ ትደሊ
-
መጋቢት 13, 2025ቅዱስ ወርሒ ጾመ ረመዳን ኣብ ከተማ ምጽዋዕ
-
መጋቢት 12, 2025ምእሳር ፍልስጤማዊ ተመሃራይ ዩኒቨርስቲ ኮሎምቢያን ዘስዓቦ ክትዕን
-
መጋቢት 12, 2025ምስ ደራሲት ገነት ይብራህ